Dehay Eritrea
ስለምንታይ እዩ ተቓውሞ ብርጌድ ንሓመዱ ኣዘራራቢ ኮይኑ?
ብቑጠዐ ምልካዊ ምሕደራ ዝነደረ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ብስም ዴስቲቫል ኣብ መንጎ አሕዋት ኤርትራውያን ጽልኢ ዝስበኸሉ ዳሳት ምልኪ ንምዝራግ ብልዑል ቁጠዐ ዘካየዱዎ ተቓውሞ ኣዘራራቢ ኮይኑ ስለዘሎ ነቲ ኩነታት ንምብራህ ደሃይ ኤርትራ ምስ ዶ/ር መብራህቱ ኣተወ ብርሃን ማሪን ባዮሎጂስት፡ ምስ ሓው ዳኒኤል ጋርዛ ናይ ሚሊታሪ ሳይንስ ምሁር ከምኡ እውን ምስ ሕጹይ ዶክተረይት ሓው ዘርእስላሰ ሽኸር ንዝገበርናዮ ዝርርብ ክትከታተሉና ንዕድም።
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
25 ነሓሰ 2023
ደሃይ ኤርትራ
24 авг 2023