Тёмный

ቅትለት ኣቡነ እንጦንዮስ ብኢድ መን ? 

medlote tsidk መድሎተ ጽድቅ
Подписаться 3 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

እዚ ቻነል እዚ ንኹሉ ጸጋማትና ኢሂን ምሂን እንበሃለሉ ስለ ዝኾነ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ sher
ብምባል ከምኡ ውን subscribe (ሳብስክራይብ ) ኢልና ቤተ ሰብ ንኹን
ዝኾነ ነቄፌታ ይኹን ሪኢቶ ምስ ዝህልወኩም ክትጽሕፉልና ኣብዚ መደብ እዚ ክቀርብ ኣለዎ ትብልዎ እንተ ሃልዩ ውን ክትሰዱልና ንምሕጸን።
/ @medlotetsidk
• ካብ ሰልስቲኦም እቲ ጌጋ ኣብ መን ...
• ኢደይ ህንካ
• ካብ ዕርቒ ምስ ደቂ ሰባት ሰይጣን ...
ትምህርቲ ግርናፊክ ብትግርኛ
• ዝበለጸ ናይ edius ትምህርቲ ብ...
ጾሎተ ሕልና
• ጾሎተ ሕልና
እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ኣለና ?
• እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ...
ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ ንኣብ ሊብያ ዘለዉ የሕዋትና
• ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ...
ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገረ እስራኤል
• ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ...

Опубликовано:

 

16 фев 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 159   
@WEDIEYAMO4810
@WEDIEYAMO4810 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና በረኸት ናይ ብጹእ ወቅዱስ ሰማእት ዘእንበለ ደም ቅዱስ እንጦንዮስ ምስ ኩላትና ኣመንቲ ይኹን
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጽቡቅ ሓሳብ ፡ኣይትናወጽን እያ ተዋህዶ ፡ንስለ ሓቂ ዝምስክሩ እቶም ስልጣን ዘለዎም ዘይኮኑስ፡ እቶም ንነብሶም ንሓቂ ዝፍቱሹ እዮም ዝሓወይ
@gaimdesta1419
@gaimdesta1419 2 года назад
ክቡር ሓው እግዚኣብሄር ይባርኽካ ኣይኮነን ፕሮቲስታንት ክርትያን ኣስላም ሞይቶም እውን ንቐብርን ነትሓዝኖምን ኢና ከምቲ ዝበልካዮ ግና እዞም ሰባት ልቦም ተደፊኑ እዩሞ እግዚኣብሄር ልቦናኦም ይኽፈተሎም።
@tesfukidane8606
@tesfukidane8606 2 года назад
ንብፁእ አቦና ናይ ሰላም ዕረፍቲ ይግበረሎም እግዚአብሄር ንዓናውን በረኸቶም የካፍለና አሜን
@gebreilaalazar2519
@gebreilaalazar2519 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ኩቡር ሓውና
@merhawiandemichael8642
@merhawiandemichael8642 2 года назад
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሓውና ኣነ ዋላ እካ ንበዓል ኣሽመላሽ ብትምህርቶም ብጠባዮም ብትሕትነኦም ብጣዕሚ ዝፈትዎም እንተኾንኩ ኣብ ናይ ኣቡነ እንጠንዮስ ጉዳይ ግን ኣይሰማማዕን ምሰኣቶም ኣይሰማማዕን እየ።
@kokobweldat384
@kokobweldat384 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓል ተባረኸ ናይ ሓቂ ዘሓዝነ እዩ ንሱኩም ከኣ ስቅ ኣይትበሎ ኩሎ ተዝረባወ ስማዕናዮ ኢና እግዚኣብሄር ኣምላክ ስላም ይስደዱልና ናይ ኣቡነ ብጽእ ቅዱስ እንጦንዮስ በረኸቶም ይሕድሪና ጫካን ግዜ እዩ እም ከኣ ብደቂካ ዳዊት 116 15፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።
@weinimengsteab6678
@weinimengsteab6678 2 года назад
ወይይይ ወይይይ በዳሊ አኮ ን 1ኣይቮነን ዚብድል። ንብዙህ ዩ ዘቲን ዚብፊን ንህዚና መርገም ወይ ንጎኢታ ናይ ሃሶት መስርክስክር ሊካወንዪ ካሃናትዮ። ደሙ ኣብ ድርዊና ርሎምምም ወይይይይይይይ ን ኣምላክ ዘይ ምፍራህ አኮ ዩ። ኣበት ጎኢታ ካባ ጺስወር ዘይቭሎ ብጺድኪ ትፈርድ ተገለጽ መን ይካወሞ ሃሳብክስ
@habtomtewelde6691
@habtomtewelde6691 2 года назад
ዝብላዕ ዘረባ ኩቡር ሓው ኣምላኽ ይባርኽካ በረኸት ኣቦና ኣይፈለየና።
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 Год назад
በኣቦና ምሽቃጥ ዘይትገድፍዎ ልዕሊ ስኖዶስ ኣሎ ዲዩ መን ሸይምዎም መን ከ ኣውሪድዎም ስለ ምንታይ ከ ምፍላጥ ኣይምሓሸካን ነይሩ
@user-gm3ly2me5o
@user-gm3ly2me5o 2 месяца назад
ሰባት ምፍራድ ናህትካ ስልጦን ኣይኮነን ይቲብካ ክትሰርሕ ሰባት ኣይተ ጻልእ
@zemuyandemichael6769
@zemuyandemichael6769 2 года назад
ብሓቂ ብሓቂ ሕርኽራኽ ዘይብሉ መግለጺ ። ብሱል ዘረባ።
@merryhayele7012
@merryhayele7012 2 года назад
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልካ ሓወይ::
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 года назад
እዝግዮ ማሓርና-ክርስቶስ እዚግዮ ማሓርና ክርስቶስ እዚግዮ ማሓርና ክርስቶስ 💒✝️✝️✝️
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 2 года назад
ዝገርም ብሩኽ ሓውና ውዕለት አምላኽ ረሲዕና
@esiasbeyene1585
@esiasbeyene1585 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet ysmalene brekt yhadrena ney bexao weqdos antanios 🙏🙏🙏
@ProudEritrean
@ProudEritrean 2 года назад
ሰላም ዝሓወይ መጀመርታ ነዚ ጊዜካ ከፊልካ ዘቅረብካልና እና ኣመስገና ካብቲ እቲ መደብ እቲ መዝሙር እዩ ዝስማዕ ዘሎ ስለዚ እቲ መዝሙር ዘይብሉ ጌርካ እንተ ተቅርቦ ጽቡቅ ኔሩ።
@user-ur5ub1ee3h
@user-ur5ub1ee3h 2 года назад
ልክዕ ናተይ ሓሳቦት እቲ መዝሙር ቁሩብ ድምጺ ክስማዕ ኣልዎ ? ኩቡር ሓዊ ትስምዓና እንት ሃልካ ኣብ ዝመጽእ ክንጽብያካ ኢና መዝሙር ኣትሕት ኣብሎ እካ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓለኻ 🙏
@futsumbrhankahsai9122
@futsumbrhankahsai9122 2 года назад
We can't hear you
@love-qf1nw
@love-qf1nw 2 года назад
ክቡር ሓወይ ዝኮንካ ኩን ኣነ ኣይፈልጠካን እየ ጽቡቅ ዝኮነ መግለጺን ትምህርትን ስለ ዝሃብካና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንዓይ'ውን እታ ኣዝያ ዘሕዘነትንን ዝገረመትንን ኣቡነ ኣንጠንዮስ ዓሪፎም ዘይምቅባር :ዘይምንጋር: ምጽቃጥ እዩሞ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣከልና
@mihrettewelde8524
@mihrettewelde8524 2 года назад
bhiwetom kelewu zqeberwom mo seb Akibom teqeberwom Nebona kibri aykonen.
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓውና ኣዚዮም እዮም ዘሕዙኑካ
@habtomtekle9100
@habtomtekle9100 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መም.ኤፍሬም
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 2 года назад
Amen 🙏 kal hiwet yesmialna bereketom redietomn yekaflena nay abona bixue wekudus abona antoniyos kulu gize ab libna amen 🤲☦💒🙏🙏🙏
@berhenaizghi4652
@berhenaizghi4652 2 года назад
ኢሳይያስ 3 (Isaiah) 10፤ ንጻድቕ፡ ፍረ ግብሩ ኺበልዕ እዩ እሞ፡ ተዐዊትካ በልዎ።
@negasiargebre6394
@negasiargebre6394 2 года назад
Qale hiwet yesmealnea behaki natom bereketin xegan yehabena Amen amen amen
@gezakaeyoumamqi7257
@gezakaeyoumamqi7257 2 года назад
Kale hiwet yesmealna egziabhier Amlak xegaeu yebxehalka
@user-vt4zl9bg3y
@user-vt4zl9bg3y 6 месяцев назад
Amen 3 kal hiwet ysmealna
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 2 года назад
Kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur hawna 🙏🏼
@user-kr4lk6qp1p
@user-kr4lk6qp1p 2 года назад
Kale hiwet yesmealna bteami xbok agalalxa!!
@fikadushimhalal9475
@fikadushimhalal9475 2 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
@simonyohanes1073
@simonyohanes1073 2 года назад
አምላክ ይባርክ
@hagosmeasho3569
@hagosmeasho3569 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል መግለጺ
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 года назад
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina
@banjim499
@banjim499 2 года назад
WELCOME 👈 thank you very much for your wonderful service. But I can't hear your speech very clearly, because back ground very loudly. Thanks God bless all of us and our country Eritrea.🙏🙏🙏
@wedisimon2826
@wedisimon2826 2 года назад
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ክቡር ሓውና ግና እቲ መዝሙር ኣዚዩ ድምጺ በርቲዑ ኣሎ እሞ ኣትሕት ኣቢልካ ተተመሓይሾ ጽቡቅ እዩ ከም ሓሳበይ
@andemariyamasfahale7074
@andemariyamasfahale7074 2 года назад
ዝሓወይ ብጣዓሚ የሐዝነካ ኢዪ ሕልኖኦም ሸይጦም ኢዮም ኣቦና ጸለቶም እቲ ጽንዓትን ይደግፈና ሓወይ ጸግኡ የብዝሓካ
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 2 года назад
እግዚኣብሄር ጸጋ ዕድመ ይሃብካ ዝሓወይ ጽቡቕ ዘረባ እዩ፡ እቲ ሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣለኻ፡ ከምዚ ኢሎም ክዛረቡ ምሓፈሩ ከማን ግን ኣየስተውዕሉን እዮም።
@ksanetmehari208
@ksanetmehari208 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣባና መንግስቲ ሰማይ ይውርስም ኣብ ኣባና ኣብርሃም ኣባና ይስቅ ኣባና ይቆብ ይንቢረልና ኣሜን።
@yeruseynateygeremaryam1778
@yeruseynateygeremaryam1778 2 года назад
ይቅሬታ ምስ ኣቦና ኣብራሃምን ኣቦና ይሳቅን ኣቦና ያቆብን የንብሮም እዩ ዝበያል።
@zaidmedhanie3326
@zaidmedhanie3326 Год назад
በረከቶም ናይ ኣቦ ና ምስኩላትና ይኩን
@asmeraeritrea2546
@asmeraeritrea2546 2 года назад
You are so smart exactly brother.
@alem-Pro.
@alem-Pro. 2 года назад
Qal hiwet yesmalna kubur hawna
@azmeraasgedom1205
@azmeraasgedom1205 2 года назад
Kal hiwet yesmealna hawey Agelaltsaka bflay btaemy Amlak tsegu yebzhalka
@semerearaya7302
@semerearaya7302 2 года назад
Betri haqi Brasa teqeberkaya Bagra twexi
@azmerahallu8116
@azmerahallu8116 2 года назад
Amen amen amen
@ta-sy6up
@ta-sy6up 2 года назад
Abona mangset samay ywareskum barkatkim ayfaleyna nsekum do teisaru ageb 🇪🇷🙏🙏🌷🕯️🕯️
@zerittikabo1328
@zerittikabo1328 2 года назад
Anta hawuna serihka zeytbelie kab xlie tzerie azikom tehzunu N Abona Ab yemany edu ykebelo Amlak
@tezarehenos64
@tezarehenos64 2 года назад
ካብ ግብዝና ውጹ፡ ብወንጌል ከዓ ተመላለሱ፡ እዞም ትኸስዎም ዘለኹም። ጸላእትኹም ኣይትገብርዎም። 97 ዝዕድሚኦም ኣቦ ብተፈጥሮ ክዓርፉ ዶ ኣይክእሉን? ኣሲረሞም ፡ ፍትሒ ስኢኖም ምኣኸለ። ክቕትልዎም እንተ ዝደልዩ እንታይ ክጽበዩ ጸኒሖም እዚ ኩሉ ዓመታት።
@kasay67
@kasay67 2 года назад
ይገርመካ እዩ ሃልዌሳ ዝኾነ ዘረባ፡
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 2 года назад
Nay bhaki zegherm eyu
@tabotukahsai9471
@tabotukahsai9471 2 года назад
Kale hiwet yesmalna tebarek zihawey
@gebreilaalazar2519
@gebreilaalazar2519 2 года назад
ኣምላክ ከማካትኩም ኣይክለኣና
@fthi3585
@fthi3585 2 года назад
ቃል ህዌት የስሜዕልና
@hagoshaile4397
@hagoshaile4397 2 года назад
ኣነ ውን ከም ናትካ ርድኢት የሕዶረ ጸኒሐ ኣቦታትና ደገዲዶም ካራ ኣብ ክሳዶም ከም ዘላ ኢያ ተርእየካ ብጣዕሚ 100%100 ነቦኦም የሕሊፎም ክህቡ ኣይደለዩን ተገዲዶም ጥራይ ኢዮም ዘረቦኦም ጥራይ ዘይኮነ መልእክቲ ዘለዎ ዋላ ፍርሃት ውን ኣብ ገጾም ይንበብ ኣሎ በትሪ ዝሓዘ ብድሕሪኦም ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣሎ
@tigstidrar4088
@tigstidrar4088 2 года назад
Amlak abti haqi yxneka zhawey mearey xoletomn bereketemun nay abona ka ayfeleyena 🙏🙏🙏❤
@bossbigger9920
@bossbigger9920 Год назад
Bmjimire selem egziabher message kuletna yekun anasi ksemi xen ila emo gen ksemaka aykalkun mknetu eti mezmur lile eti netka demxi wexu slezi wen tzeteref yebel welahanti aysemekun
@letensaeokubazghi6327
@letensaeokubazghi6327 2 года назад
Engera Egzabher blae
@mihrettewelde8524
@mihrettewelde8524 2 года назад
btaemi zehzn yu bhaki.Amlakhey yqre belelna.Bxue Abona ab menbere tuguhan Agelgelti kahnat yenbrkum.
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 2 года назад
Qale hiwet yesmalna zhawey
@yeruseynateygeremaryam1778
@yeruseynateygeremaryam1778 2 года назад
ቃለ ህወት የስመዓልና እዚ ሓወይ ኣቦታትና ይቅረ ክንሉ እንተከይኖም ስረዓት ኤርትራ ክቅየሪ ኣለዎ።
@E4E291
@E4E291 4 месяца назад
❤❤❤🙏🙏🙏
@weinimengsteab6678
@weinimengsteab6678 2 года назад
ሉቃስ 23 (Luke) 8፤ ሄሮድስ ንየሱስ ምስ ረኣየ፡ ብዛዕባኡ ብዙሕ ነገር ስለ ዝሰምዔ፡ ካብ ነዊሕ ጊዜ ሒዙ ኺርእዮ ይደሊ ነበረ፡ ንሱ ዚገብሮ ተኣምራትውን ኪርኢ ይጽበ ነበረ እሞ፡ ኣዝዩ ተሐጐሰ። 9፤ ብናይ ብዙሕ ነገር ከኣ ሐተቶ፡ ንሱ ግና ሓንቲ እኳ ኣይመለሰሉን። 10፤ ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ከኣ ደው ኢሎም ኣበርቲዖም ይኸስዎ ነበሩ። 11፤ ሄሮድስ ድማ ምስ ገላዉኡ ዀይኑ ኣቃለሎን ኣላገጸሉን፡ ብርቕርቕ ዚብል ክዳን ከዲኑ ኸኣ ናብ ጲላጦስ መሊሱ ሰደዶ። 12፤ ቀደም ጲላጦስን ሄሮድስን ጽልኢ ነይሮምሲ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ተፋቐሩ።
@asmaraxaida5841
@asmaraxaida5841 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏 haqi bhaqi Qale Hiwet yesmealna Amlak xegieu yebzhalka Amlak yqre ybelelna Kulu ykealo Eyu Kulu kekem gbru kfde Eyu Kulu ab gzieu ke eti haki wexyu kmles yu
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 года назад
Kale. hiwet. yesmalena. ⛪⛪⛪😢😢😢😢😢😢🙏🙏😢🙏😢🙏😢🕊️🕊️💝
@russomgebrezgabher1699
@russomgebrezgabher1699 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና
@tesfalemberhe2383
@tesfalemberhe2383 Год назад
ብሱል መግለጺ ኣምላክ በረከቱ የብዝሓልካ ሞይቶም እዮም ረስዕወም ዝብሉ መጎዕዝትና ከም ዘይኮኑ ኩሉ ይፍለጥ ኣብ ዝኮነ ቤተክርስትያን ረኪበ ኢልካ ኣባት ነብሲ ምሓዝ ብደም ኩሩስቶስ ምልጋጽ እዩ ጥራይና ተወሊድና ጥራይና ኢና ናብ ሓመድ ንምለስ
@astergoitom4836
@astergoitom4836 2 года назад
Kal hewt yesmalna kubur hawyy nay bhaki berkt abona yjedrlna 🙏🙏🙏❤❤❤
@habtomberaki8550
@habtomberaki8550 2 года назад
ድምጺከ ኣይስማዕን ዘሎ ድምጺ መዝሙር ዓብልልዊ
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 2 года назад
እቲ መዝሙር ግና እለዮ ሓወይ ድምጺካ ኣይስማዕን ኢዩ ዘሎ ብዙሕ መዝሙር ይርብሽ ኣሎ
@kiflomknfe4756
@kiflomknfe4756 2 года назад
Egziabher xeguau yebzihelka
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ናይ ዘመና ሐዋርያ ቅዱስ አቦና በረከቶም ይሕደረና . ብፀሎቶም ይምሓረና .
@dz225
@dz225 2 года назад
ተኪኢልካ ደምሲስካ ነዚኣ ከምብሓድሽ ተተቅርበልና ብሩክ ሓዉና
@dz225
@dz225 2 года назад
ኣይትሓዘለይ ወለሓደ ክከታተለካ ኣይከኣልኩን ድምጺ በርቲዑ ናይ ሙዚቃ ድምጽካ ጥውፊኡ
@samrawitiseyas5514
@samrawitiseyas5514 Год назад
በጃኹም ኢለኩም ስለ ሰላም ጸልዩ ስቅ ኢልኩም ኣብነ እንጦኖስ እንዳ ኣምጻኹም መመክንየታ እንዳምጻኹም ኣይትዛረቡ ።እሶም ኣምላክ ወስድዎም ኣሎ የዕርፍዎም ። ዝመተ ሰብ ኣይተልዕሉ እቲ ዝፈርድ እግዚኣብሄር እዩ ኣብ ስራሕ እግዚአብሔር ኣቲኹም ኣይትፍረዱ። ዘይጋገ ሰብ የለን ኣብዚ ማስሜዳ እንዳመጻኹም ሃይማኖትና ኣይተጽርፉልና ። መጀመሪያ ቤተ ክርስቲያን ሓንቲ እያ እስኹም ጊን ናይ ተቃዋሚ ናይ ደጋፊ ኢልኩም ፈላሊኽሞ ።ኣምላክ ናይ ሓጣን ናይ ጻድቃን ኢሉ ኣይፈለየን ። እስኹም ጊን ስለ ሰላም ጸልዩ ብዝመቱ ኣይትዛረቡ ሕማቅ ጌሮም ጽቡቅ ጌሮም እግዚአብሔር ይፍረዶም ። ስለ ነብስካ ጸሊ ሓወይ መዓረይ ስለ ሓድነት ጸሊ ። ሃይማኖትና ኣይተራቅቅዎ ።
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. 2 года назад
አሜን ሓወይ
@zelalemgilay8986
@zelalemgilay8986 2 года назад
Aman aman3 🙏 🙏 🙏 haki bhaki
@fikadushimhalal9475
@fikadushimhalal9475 2 года назад
Kal hiwet yesmealna kbur hawey egziabhar amlak edmen tenan yhabka nbaet nay abona kazeom egziabhar khatena eyu
@yeet7039
@yeet7039 2 года назад
Temti mezmur egzieabiher shefinlka alo bmezmur zmare melaekt yesmealna
@kidanemihret6091
@kidanemihret6091 2 года назад
ayy egzabiher ygnahkum
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 года назад
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek bereket abona bereketkum yhderena egzabiher mstwalu yhabena yhabom abona aymetun arifom eyom welna bdewna zmetna ykre bhali egzabiher ykre ybelela rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun amen amen amen
@widasegirmay8113
@widasegirmay8113 2 года назад
😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@mihrettewelde8524
@mihrettewelde8524 2 года назад
Abona wetru ab libna.Bereketkumn xelotkumn abana yhde.nay zemenna hawarya.
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 2 месяца назад
abona (3) xelotikum aye feleyena
@habteselassiekesete7362
@habteselassiekesete7362 2 года назад
እዚ ዓሻ ዘራባ ግደፎ ንሂወትካ ካብ ኩሉ
@nazeratsamson3438
@nazeratsamson3438 2 года назад
Hawey kale hiwet yesmealna kalay sebat aythmel menfeswnet tzareb entealeka nay nebska gber abona antenyos koydom alew bereketom yhderena mewali drkimo
@tesfalemberhe2383
@tesfalemberhe2383 Год назад
እቅረታ ትመልእክቲ ርዱእ እዩ ግን ድምጺ የለን መዝሙር ጥራዩ ዝስማዕ ዘሎ
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 года назад
እዋይ ምስ መን ገዲፎምና ከይዶም ፡ሓጥያትና ክበዝሕ
@gebremariam7918
@gebremariam7918 2 года назад
Tselotkumn bereketkumn ms kulatna ykun btsu abona😢🙏💙🍇
@edenghebre5976
@edenghebre5976 2 года назад
kale hiwet yesmalina bereket nay abone entenos iyfeleyena betiry hakis tiketin enber iytisiberin egziabher bimealtu kigelitso eyu abona bisiga eyom zeyeleow enber hiyaow eyom netom nebona zesakeyu abotat kea eyne liboneaom yekifetelom fetary
@tsigegoitom1784
@tsigegoitom1784 2 года назад
Qal hiwet yesmeolna nay nesha odme yhabom entay emo kinbl zehfr tariki ab hagerna tefeximu bereket nay abona MS kuluna ykun 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tsegeredatekle8620
@tsegeredatekle8620 2 года назад
Berketom ayefleyna kudus abona Libina nebiu aynina zekon Alem nikulu iye terkibelu Zibebr yelen Zinber tarariki imber
@dejuhabteab4028
@dejuhabteab4028 2 года назад
ሓወይ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዘይፍለጥ መንገዲ ንዝፈልጥ ሓቲትካ ኢካ ትከዶ፡ከምቲ መራሕቲ ኣይሁድ ንጎይታ ባዕሎም ከሰስቲን ፈረድትን ኮይኖም ኮምኡ ድማ እቶም ነቲ ጉዳይ ዘይፈልጡ ምእመናን በቲ ዝበልዎም እናከዱ ተካፈልቲ ጥፍኣት ዝኮኑ ንሕና ከኣ ብኢሎሞ ኢለሞ እናከድና ኣብ ዋጋ ምሕታት ከንወድቅ ሲ ነቲ ንሱኩም ትፈልጥዎ ብግቡእ በጃኩም ኣረድኡና፡ ብዘይ ምፍላጥ ክንደይ ሰብ እዩ ዝጠፍእ ዘሎ በጃኩም በጃኩም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ህዝቢ ኣድሕኑ፡፡
@yeru176
@yeru176 2 года назад
Ere egzeo bejakum sle ezghier ilnkum aytfredu bejakum n Abona wela yeerfwon baelkum aytietewwa ab hzbi zeyele poletica ayteetwu! Nskas nkulom aneaeskayom aleka gn men eye kea nbel seb mukana aynresiee kem felat mukan nbaelu gega u Abona antonyos tekonu wn zdelio srah aykonen ab srah amlak aynieto bejakum/ bejaka🙏 kaleay maerieom emo mharu kunu nfieu dhriu tzarebu!
@semerearaya7302
@semerearaya7302 2 года назад
Mestewali eka
@tsegaabraha9423
@tsegaabraha9423 2 года назад
Egzeabiher amlak ab genet yebrom naka ke edmen tenan yhabka fetati
@abebaabeba484
@abebaabeba484 2 года назад
ባክራውንድ ሙዚቃ ትግርኛ የብልኩምን ድዩ?
@user-np6gd3su8b
@user-np6gd3su8b 2 года назад
ጽቡቕ መግለጺ መም ኤፍሬም ሓወይ። ልክዕ ኢዩ እቲ ዘይበርሀ ከተብርሆ ጽቡቕ ኢዩ። ነቲ ዘይበርሃሉ ከኣ ይበርሃሉ። አብ ኣዘራርባ ክኸውን ይኽእል ኢዪ። ""ቅዱስ ሲነዶስ"" ምባል ተሪፉ፡ኦ ሲነዶስ ይተኣረም። ሕጅስ ዋላ እቲ ሲነዶስ ምባል እንተተረፈ እውን ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ። ምኽንያቱ ናይምንታይ ሲነዶስ ከም ዝኾነ እውን ነዓይ ስለ ዘይርደኣንን ዘይፈልጥን ኢየ። ዝተረደኦ እንተ ኣሎ ይንገረኒ። ካሊእ ብዙሕ ትለሳለሰሎምን ብዙሕ ክብሪ ትህቦምን ኣለኻ። ብዙሕ ኣገዳሲ ኣይኮነን። ግብሮም ይመስክር። አብቲ አብ live ብዛዕባ ዚ ኣስፊሕና ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ከንመጽእ ኢና ዝበልካዮ ከኣ ንሕና እውን ከንመጽእ ኢና። ጉዳይ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሰማዕት ቅዱስ እንጦንዮስ፡ጉዳይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንኹላትና ይምልከተናን ጉዳይናን ኢዩ። ቀጽሎ። ንፉዕ። ቃለሕይወት የስመዓልና።
@Shewit59
@Shewit59 2 года назад
Hawna Efrem kaliay gze ente tserha eza zerebaka xbuk neru mknyatu mezmur ember kalka dmxka aysimaen alo
@user-gd4eg5pf3d
@user-gd4eg5pf3d Месяц назад
Ndiyaqon asmelash da kndi ጨማ egru keman aytmexeanika afari neabona nay nebsi erefti yhabom fetari Ente neaka ka mhretu yewrdelka
@yeet7039
@yeet7039 2 года назад
Anta mearey Ahwat aytebaes nrebhakum elkum seb aytetallu egzieabiher edme tena hibwom ab edmiom eyom arifom abzeymentebitkn aytetwa edkn
@letensaeokubazghi6327
@letensaeokubazghi6327 2 года назад
Kibri yhabka zhawey hlnaka zefetshu mengstsemay yewarsom nkulu giza alewo
@nazeratsamson3438
@nazeratsamson3438 2 года назад
Tebaes aleka tmehir yelekan
@erm3806
@erm3806 2 года назад
እጊ ክጸልእስ አድጊ ውሉዳ ትጸልእ ዝበሀል ምስላ አሎ ከመይሲ አድጊ ርህርቲ ኢያ እሞ አቱም ቁሩብ ከም ሰብ ምሕሳብ ዝሰአንኩም ምእመናን ወይ አቅሽቲ ኢና ትብሉ ዐቢ መጠምጠሚያ አብ ርእስኹም ዝገበርኩም ከም በዐል ሉቋሰ ወይ አባ ጽገ ከምኡ እውን ቀርሎስ ካድረ ኮይኑ አብቆቡዑ ናይተጋደልቲ ሐቢኡ ዝመላለስ ዝነበረ ካድረ ምስ አባ እንጦንዮስ ፍጽም ዘራኽብ ናይሀይማኖት የብሎምን ገለገለ ሰባት ነዚ ሐውና ካብቶም አብዐዲ ዘለዉዶ ፈሊጥካ ዝብል ቃላት ይረአ ግን ሉቋስ ክዛረብ ቨይስ ኦፍ አመሪካ ክሐቶ እንከሎ ወተሀደር የብሎምን ባዕላትና ኢና ዋርዲያ ቆጺርና ንሕልዎም ኢሉ እንታይ ስለዝበደሉ ሐቂ ስለዝተዛረቡ ዘይከሐዱ ዘይፈልጥዎ ወድሐሙሽተ ዐመት ወድቤተክርስትያን ብበዐል ሉቀቋሰ ነጋዳይ አብዐዲቀየሕ ሰጋኻ ስጋኻ ኢሎም እንዳመሐሉ ሽኮርን ቡንን ሽጋራን ዝሸጡ ዝነበሩ ን45 ዐመት ንኽሕደት ዘይበልዎን ዘይገበርዎን ናይ ብጹዕዎ ቅዱስ አውነ እንጠንዮስ ክዛረቡ ዘሕፍሮም አይኮነን እም አየትገረሙ ቀርሎስ እንተኾነ እውን በተክርስትያን ዘይትፈልጦም ንካድረታት እምበር ንአቦና ደአ ትፈልጦምን ፈረቃን አማውታኹም አማውታ አጅማሽ ክንፉ ክትከውን ኢያ መሬት አይትቅበለኩምን ብተግባርኩም
@kisanetestifanos9303
@kisanetestifanos9303 2 года назад
Abona ab zhashe ms abom yom arifom ninebsna tray nhzenelan nmeramerelan bereketom ayfeleyena. bejakum nkirstina ninbero baelu alo feradi egziabhier ayne lbonana ykfetelna ezi zemen kexiliaka
@amenrahel962
@amenrahel962 2 года назад
Eti mezmur awu ilu ,subuk gerna kinsemie ayikealnan
@zefertadese4037
@zefertadese4037 2 года назад
Naka goyta ybarka bmkxal defire ente koyne ykre beluley,hzbna kab amen.n kal hiwet semaelnan zblo yeblun slezi ezi entay u zerieyena maere kndey kab menfesawi wey kae kabti emnet rihkna kem zelena u zerie emo amlak genihu ytaerekena
@eliltayonas2365
@eliltayonas2365 2 года назад
Dyakon kbrom ms motu do Elka, nskas dyakon konkas hzbi ktmerh, Adqiqu yetfieka daa. Dahan tarik khateka eu.
Далее
MC TAXI: АК-47
35:14
Просмотров 503 тыс.